ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ/ ናይ ፈቃድ መዉሃቢ ካርዲ ፣ ብቕዓት መረጋገፂ ካርዲ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 20/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/02/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ኣብ ዘሎ ምቅራብ ይካኣል

4 ፕሮፎርማ 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል

ጨረታ መደብ