ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት እትህብ ንግሪነሪ ማይ ብቦጥ ምቅራብ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቓሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ዝታሓደሰ ነግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ነዚ ዘርፊ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶኮፒ ክተቕቡ ትክእሉ

2 መኸበሪ ጨረታ ብር 4000.00 ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ካብ 20/02/2012 ክሳብ 04/03/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትኽእሉ

4እቲ ጨረታ ዕለት 04/03/2012 ድሕሪ ሰዓት 9፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10፡00 ይክፈት

4 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር 03 ቀበሌ መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ግቢ ንርከብ

ጨረታ መደብ

s