ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት 1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ 2 ናይ ፎቶ ኮፒ ኦፒሲ ኣቅሓ 3 ማይ ብቦጥ ምቕራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2012 4:15 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 24, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ዝታሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ነዚ ዘርፊ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶኮፒ ክተቕቡ ትክእሉ
2 ተጫረቲ ኣካዳሚና ብዘቕመጦ ዝርዝር መግለፂ ስፔስሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኩም ብዝተኣሸገ ኢንቮሎቭ ካብ ዕለት 20/02/2012ዓ/ም ክሳብ24/02/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡15 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 0-06 ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ
3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 24/02/2012 ድሕሪ ሰዓት 10፡15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10፡30 ኣብ ኣካዳሚ ቢሮ ቑፅሪ 0-06 ይክፈት
4 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር 03 ቀበሌ መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ግቢ ንርከብ