ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣
3 ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቕርብ ዝክእል
4 ኣብ ዝርዝር መቕረቢ ዋጋ ማሕተም ናይ ድርጅትኩም ክዓርፍ ኣለዎ
5 መቕረብቲ ካብ ዕለት 18/02/2012 ዓ/ም ክሳብ 20/02/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትኽእሉ
6 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 21/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል