ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሃይሎክስ ዳብል ካፕ መኪና ስፔር ፓርት ናዉቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2012 11:25 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2012 11:27 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም
2 በቲ ሓዱሽ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ዘቅርብ
4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ
5 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 14/02/2012 ክሳብ 18/01/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል