ኩሓ ሆስፒታል ናይ መኪና መቐያየሪ በብፓርቲ ናምበርን ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክገዝእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 12, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ
2 ቲን ናምበር ዘለዎ
3 መቅረባይነት ሰርትፊኬት
4 ፕሮፎርማ ካን 10/02/2012ዓ/ም ክሳብ 12/02/2012ዓ/ም መእፀዊ 3፡30 ሰዓት መክፈቲ 4፡00 ሰዓት ይኸዉን
5 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 03 44 42 02 21 /09 14 00 80 94/09 14 48 61 95 ምሕታት ይካኣል