ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 11, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

 

ተቁ

ዓይነት ንብረት

በዝሒ

መብርሂ

1

ቶሺባ ላፕቶፕ

3

 

2

ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ

1

My pass port HD -500GB

3

ፍላሽ 4GB SUN DISK

5

 

4

ካስዩ ኩሌተር ንእሽተይ

2

 

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግበኦም ረቆሒታት

1 በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ አለዎ ኮይኑ ናይ 2008 ንግዲ ፍቓዶም ዝተሐደሰ::

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም ቫት /TOT/ ተመዝገብቲ ምኮንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ዝክእሉን::

3 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ እንተዘይተፈሪሙሉ ተቐባልነት የብሉን::

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ዋስተና ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO ብሽም ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ከትሕዝ ዝክእል::

5 ብዝተወሃበ ስፐስፊኬሽን መሰረት ከረክብ ዝክእል

6 እዚ ሰነድ አብ ሕጊ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ምኻኑ ከፍልጥ ይግባእ::

7 ዝሰዓረ ትካል ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተረጋገፀ አበ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር

8 ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ አብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ሰሪሑ ከረኽበ ዝክእል::

9 እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ናይ ጨረታ ሰነድ 20 ብር /ዒስራ ብር / ብክፋል ክትወስዱ ትኽእሉ::

10 እዚ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነሉ ዝኾነ ሕቶ ዘለዎ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕርብ አለዎ::

11 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/03 /2008 ዓ/ም ክሳብ 14/ 03 /2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ/ቀተሪ ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6 ይ ደብሪ ይኽፈት::

12 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ

ሞባይል 0914 - 765389

ኣድራሻ ኣብ ጥቃ ዋና ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ህንፃ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6ይ ደብሪ ምምሕዳርን ግልጋሎትን ቢሮ እዩ ::

 

ጨረታ መደብ