ቤት ፍርዲ ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ንቤት ፍርዲ ክልተ ኣዉላዕሎን ንቤት ፍርዲ ከተማ ዉቅሮ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2012 7:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
2 ናይ ተወሳኪ አሴት ታክስ ተመዝጋቢ ምካኖም
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም ናይመቅረባይ ምስክር ወረቀት ዘቅርቡ
4 ጨረታ መኸበሪ መሳርሒ ፅሕፈት 3000.00 ቅርሺ ፣ መሳርሒ ሕትመት 3000.00፣ ኣቅሑ ፅሬት 3000.00፣ ኤሌክትሮኒክስን 7000.00 ሰነድ ጨረታ 06/02/2012ዓ/ም ክሳብ 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰ ምዉሳድ ይካኣል
5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
6 እቲ ጨረታ 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት 7፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ይክፈት
7 ንተወሳኪ 03 44 43 14 52 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል