ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ህንፃ ፅሬት፣ናይ ፅሕፈት መሳርሕን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣
3 ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቕርብ ዝክእል
4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 06/02/2012 ዓ/ም ክሳብ 20/02/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድን ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉን ትኽእሉ
5 መቕረብቲ ካብ ዕለት 06/02/2012ዓ/ም ክሳብ 20/02/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዘይምለስ 50፡00 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካኣል
6 መኸበሪ ጨረታ ብር 4000.00 ንህንፃ ፅሬት፣ 7000.00 ን ፅሕፈት መሳርሒ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብስፒኦ
7 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል