ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ 2012 ንሆቴል ማናጅምንት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝስዕብ ንብረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለ ዝኾነ ድማ ዝምልከተኩም መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 10, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን
2 ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ
3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 5/02/2012 ክሳብ 07/02/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ይዉዕል ዕለት 10/02/2011 ሰዓት 3፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 18 28 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል