ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ብዳይሬክተሬት ምዉፋርን ፣ፅገናን ተሽከርከርትን፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈረሉ ብቁዓትን ሕጋዊ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 8, 2012 12:32 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በዚ መሰረት ዝምልክተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ሐደ ዋጋ መቅረቢኩም ክሳብ ዕለት 07/02/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናብ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 12 ክተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም
2 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ንግዲን ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ መቕረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት
3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/ 02/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ይክፈት
ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 43 46/ 03 44 40 36 63