ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ግልጋት ዝዉዕል ሕትመት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ናይ መኪና ጎማ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ሰነድ ጨረታ ካብ 06/02/2012ዓ/ም ክሳብ 21/02/2012ዓ/ም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ወረዳ እንዳሞኮኒ ትልምን ፋይናንስ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን መፂኡኩም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር፡፡
2 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን ዘቅርብ፤
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011 ዓ/ም ሒሳቡ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
4 መከበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፤
5 እቲ ጨረታ 21/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት፡፡
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347-770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡