ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖካብ ዘለዎ ናይ መስኖ ተሓራሳይ መሬት 2ሄ/ር ብዘመናዊ ጠብጠብታ ንዘልምዑ ኣካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንክልተ ዓመት ብምክራይ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብጉጅለ ወይ ብዉልቀ ከልምዕ ዝክእል

2 ናይ ሓደ ዓመት ክራይ ኣቀዲሙ ዝከፍል

3 ጨረታ መኸበሪ 5000.00 ብሽም ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽአሉ

4 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

5 ጨረታ ካብ 03/02/2012ዓ/ም ክሳብ 17/02/2012 ኣብ ሳፁን ኣታዊ ይገብሩ

6 እቲ ጨረታ 17/02/2012 ንጉሆ 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ኣብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0348990423 ምድዋል ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s