ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ኣቅሑት ሕትመትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ፣ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ 2012ዓ/ም ወርሒ መስከረም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
4 በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
5 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ዝገብር
6 ናይ መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድለዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ስምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክከዉን ይግባእ
7 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ሰነድ መምርሒ ንኩሎም መደባት ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 3/02/2012ዓ/ም ክሳብ 21/02/2012ዓ/ም
8 ተጫረቲ ናይቲ ዉሕስና መኸበሪ ንነዉስወከፍ ሰነድ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብሽም ቤት ፅሕፈትና ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
9 እቲ ጨረታ 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ