ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 30, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 28, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ዝተሓደሰ መቅረባይነት
2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል ይዕድም
3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 27/1/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 29/1/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ተዓፅዩ በዚ ተመሳሳሊ ዕለ ሰዓት 11:00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል