ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ትርከብ መኪና ግልጋሎት ዝከዉን ኣቅሑት ንምዕዳግ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ስተሰማረኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ጥራሕ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መስከረም 26, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/01/2012ዓ/ም ክሳብ 28/01/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ በቲ ዝምልከቶም ናይ ስፔር ዘርፊ ዝተሰማረኩም ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱን ኣብ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/01/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል

ጨረታ መደብ

s