ንካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ታዳጊ ዉሃ ኢትዮዽያ ከተማ ኣላማጣ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኣቁሑት ኬሚካልን ቤተ ፈተነ ፡ ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቶ፡ ዕጥቂ ስፖርት ፡አቁሑት IT ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት ሕዳር 5, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ስለዚ ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ኣማሊኦም ክጫረቱ ይዕድም
- በቲ ዘፈር ናይ 2007 ዓመ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለዎ
- ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል
- ወረቀት ምስክር ተመዛጋቢ እሴት ታክስ ዘለዎ
- መለለዩ ግብሪ ከፋላይነት ዘለዎ ተጫረታይ መክበሪ ጨረታ 3,000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 3 ሕዳር 2008 ዓም ክሳብ 12 ሕዳር 2008 ዓ∙ም ካብ ፋይናንስን ምምሕዳር ቤት ትምህርቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል
- ሳንዱቅ ጨረታ 13 ሕዳር 2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤተ ትምህርትና ይክፈት
- ቤት ትምህርትና ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- ሰዓራይ እቲ ጨረታ ናብ ቤት ትምህርቲ ታዳጊ ዉሃ ኢትዮዽያ ከተማ ኣላማጣ ብናይ ባዕለሎም መፅዓኒ መጋዕዝያ መራገፍን ኣመፂኦም ከረክቡ ኣለዎም
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347740023 /0910304546 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል