ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ሞዴል ስካንያ ሞርኮ ፓሎ F94 ኣዉቶቡስ ስርሓት ስዊድን መኪና መለዋወጢኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 24, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ሕደሕድ ተወዳዳሪ ንግዲ ፍቃዱን ቲን ናምበር ኮፒ ጌይሩ ፖስታ ኣሽጉ ምስ መወዳደሪ ዋጋ የቕርብ

2 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ከቕርብ ዝክአል

3 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉካብ ዕለት 23/01/2012 ክሳብ 27/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 መሊኢኩም ንከተቕርቡ ትሕብብርኩም እንትሓትት ዝክፈተሉ ዕለት 27/01/2012ሰዓት  9፡00 ይክፈት

4 እቲ ትካል ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 00 62

ጨረታ መደብ

s