ቤት ማዛጋጃ ከተማ የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን ምምሕዳርን በጀት ዓመት 2012 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ቦታ: የጭላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 አዚ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2ተ ምዉሳድ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብትን ወርሓዊ ዲክሊሬሽን እትገብሩ

3 በዚ መስመር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

4 ቲን ናምበር መቕረባይነት ዘለኩም

5 ኣብዚ ዝወፀ ምልክታ ከጭብርብር ዝመኮረን ዘጭበርበረን ብሕጊ ተሓታቲ ከም ዝከዉን ን ቀፃሊ ኣብ ዝግበሩ ዕደጋታት ከም ዝእግድ

6 እዚ ጨረታ ዕለት 20/01/2012 ክሳብ 10/02/2012 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 10/02/2012 ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት እሱ ሰዓት 9፡00 ዝክፈት ይከዉን

7 መኸበሪ ጨረታ ብሲፒኦ 3000 ብር ዘቅርብ

8 እዚ ዝወፀ ጨረታ ዝሓሸ ኣመራፂ እንተተረኪቡ 20 ሚዚታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል ኣለዎ

9 ተጫረቲ እትጫረቱሉ ሰነድ ማህተም ክዓርፎ ኣለዎ

10 እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ንተከታታሊ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ.ቁ 03 44 22 00 08 /09 14 94 23 37 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s