ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንናይ ኮሌጅና ተምሃሮና ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዘመን ንካፍተርያ ተወዳደርቲ ዝወፀአ ምልክታ ኮሌጅና ማይን መብራህትን ገዛን ብናይ ባዕሉ ኮይኑ ካብ ብዓልኩም ድማ ካልኦት ኣድለይቲ ነገራት ዘማልኡ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 23, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ተወዳዳሪ ነጋዳይ ምስቲ ዘቕርቦ ተዛማድነት ዘለዎ ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእለ
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎን መቅረባይነት ዝተሓደሰ ከቕርበ ዝክእል ተመዝጋቢ ዝኾነን መምርሒ የማልእን ይግደድን እዩ፣
3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 22/01/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/01/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/01/2012 ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት 9፡00 ይከዉን
4ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረተ በሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ኣድራሻና ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ