ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር : ፅሬት አቁሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 3, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ዝተሐደሰ 2007 ዓ/ም 2008 ዓ/ም ክተቅርቡ አለኩም
- ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝበኩምዎ TIN ሰርተፊኬት ክተቅርቡ አለኩም
- ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬት ናይ ወርሒ መስከረም 2008 ዓ/ም ዴክሌር ዝገበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ አለኩም
- ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ሐዱሽ ካብ ጥሪ 1/2005 ዓ/ም ዝተመዝገብኩም
- ጨረታ ሰዓርቲ ሰዓራይ ምዃንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ዝሰዓርኩምዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 10 ተከታታሊ ማዓልቲ አብ ዘይበልፅ ንብረት ብመጠንን ብፅሬትን አታዊ ክትገብሩን ናይ ዘሸነፍክምዎ ንብረት መፅዓንን መራገፍን ብናይ ባዕልኩም ወፃኢ ከም ዝኮነ ክትፈልጥዎ ይግባእ
- መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ እቲ ኮፒ እተቅርብዎ ብግልፂ ዝረአ ክከዉን አለዎ ሽምን አድራሻን ዘለዎ አብ ሕድሕድ ገፅን ኢንቨሎፕ ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
- ተጫረቲ ዘይምለስ ንሕድሕድ ሎት 50.00 /ሓምሳ ብር/ እናከፈልኩም ካብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋ/ንብ/ምም/ር ካብ 02/03/2008 ዓ/ም ክሳብ 17/03/2008 ሰዓት 8:30 ናይ ቀትሪ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ
- ናይ ጨረታ ዉሕስና መክብሪ ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 : ኤሌክትሮኒክስ 5000 : ፈርኒቸር 5000 : ንፅሬት አቁሑ 1000 CPO ከትሕዙ እትክእሉ
- ተጫረቲ ቫትን ዊዝ ሆልዲንግ አብ ቢሮ ተቆሪፁ አታዊ ዝግበር ምዃኑ ብተወሳኪ ቫት ዝተመዝገብኩም ዝሰዓርክምዎ ንብረት ድምር ልዕሊ ብር 5000 እንተኮይኑ ኤጀንሲ ቫት ዝቆርፅ ምኻኑ ክፈልጡ ይግባእ
- እቲ ጨረታ ዕለት 17/03/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ቀትሪ ተዓሺጉ በቲ ዕለት 9:00 ሰዓት አብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ አብ ዝተረከበሉ ይክፈት
- ኤጀንስና ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ 20% ምውክን ምቅናስን ዝክእል ምኻኑ ነፍልጥ
ዝበለፀ ሐበሬታ ቀበሌ 17 ጥቃ ገብረኤል ቤተ ክርስትያን ዕዳጋ ብዕራይ ስልኪ ቁፅሪ 0342415092