ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ምድብ መገባያ ሑመራ ካብ መደበኛ መጀት 2008 ዝተመደበልናንዝፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፡ አቁሑት ፅሬት ፡ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ኤለክትሮኒክስ ከምኡዉን ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 3, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቀሒ
- መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት ዉን ቲን ዘለዎም
- ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ከቅርቡ ዝክእሉ
- ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉ
- ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት ዉን ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
- መክበሪ ጨረታ በቲ መምርሒ ዝፈቅዶ ከትሕዙ ዝክእሉ
- ዕዳጋ ፈፃሚ ቤት ፅሕፈት ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቅራብ ኣይከኣልን
- ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ስራሕ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 11 ምዉሳድ ይክእሉ
- ተጫረቲ ኣብ ትሕቲ ዝቀረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽም ክታም ኣድራሻን ማሕተምን ብዘይስርዝ ድልዝ ከስፍሩ ኣለዎም
- ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ከቅርቡ ዝክእሉ
- ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 30 ጥቅምቲ 2008
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 12 ምሸት
- ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 15 ሕዳር ሰዓት 2፡ 30 ናይ ንጉሆ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻ ቀበሌ 04 ጥቃ መለስ ራዕይ መናፈሻ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344480028 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል