ትካልና መቀለ ፊዝዩቴራፒ ማእከል ኣብ ዉሽጡ ዝርከብ 40 ዓበይቲ አእዋም ንኮንስትራክሽን ንዕንፀይቲ ዝዉዕሉ ኣጫራቱ ክሸይጥ ሰለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኩም ተጫረቲ ንምዕዳግ ድሌት ዘለኩም ኣካለት ነቲ ንብረት ብኣካል ብምርኣይ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 27, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 22, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ ቆሪፁ ኣብ ዝሐፀረ ግዘ የልዕል

2 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 22/1/2012 ክሳብ 26/1/2012 ዓም እዩ

3 ጨረታ ዕለት ዝካየደሉ ዕለት 27/1/2012 ዓም ሰዓት 3 ንጉሆ እዩ

4 መ/ቤትና ጨረታ ዘየዋፅኦ እንተዳአ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ትሐቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ፊት ንፊት

ወረዳ እንደርታ ቤት ፍርዲ ጎኒ ኢምግሬሽን

ጨረታ መደብ

s