ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ንዝ/ዩ ቀወምቲ ንብረት መፍለይ ቁፅሪ/ኮድ/ ንምሃብ ብናይ ሕትመት ግልጋሎት ንግዲ ትካላት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 24, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 24, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/1/2012ዓ/ም ክሳብ 23/1/2012ዓ/ም ሰዓት 1፡00ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/1/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-402362 ምድዋል ይከኣል፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s