ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚዘበን ንዝክበር ዓለምለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ንተሳተፍቲ እቲ በዓል መጓዓዝያ ዝኸዉን 60 ሰብ እትሕዛ 5 ኣዉቶፕሳትን 16 ሰብ ትሕዝ 1 ሃይሩፍ መኪና ክካረ ይደሊ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 5, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 21, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን፣ ናይ መቕረባይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ

2 ካላዉዶ ዝገበረት

3 ኢንሽራንስ ዝኾነት

2 በዚ መሰረት ካብ ዕለት 20/01/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/02/2012 ሰዓት 9፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 04/02/2012 ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሓለወ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 -44- 40- 01-77 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s