ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንከተማ ዓዲግራት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ፡ ፈርኒቸር ፡ናይ ኤለክትሪክ መብራህቲ ወይድማ ኣቁሑት ሶድየም ላምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 2, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ስለዚ ነዚ ዝወፀ ጨረታ ንክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ኣብ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቃድ፣ መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ፣ ወርሓዊ ቫት ሪፖርት ማለት ዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣መቅረባይነት ሰርትፍኬት ማለት ዉን ምስክር ወረቀት 2008 ዓም ዘማላእኩም ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ናከፈልኩም እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ማለት እዉን ዕለት 30 ጥቅምቲ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 16 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 6 ፡00 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲ ግራት ክፍሊ ቁፅሪ 6 ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ንዕድም
እቲ ጨረታ 16 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲ ግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉ ይክፈት
እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344450607 0344450282 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል