ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2012 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቲን ናምበር ዘዉፃእኩም
2ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ዕለት 19/01/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 21/01/2012 ዓ/ም
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408029 ምድዋል ይከኣል።