ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ጠረፔዛን ወንበርን ብጨረታ አወዳዲሩክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 21, 2012 4:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
bidding: search status closed
በዚ መሰረት ካብ 15/01/2012ዓ/ም ክሳብ 21/01/ 2012ዓ/ም ክሳብ 3፡00 ናይ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዓዲግኩም ክትሳተፉ ይዕድም።
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት
1 ዝተሓደሰ ናይዚ ዘመን ንግዲ ፍቃድ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ክህልዎም ግባእ
2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ቲኦቲ ክትኮኑ ይግባእ
3 ተጫረቲ ክቢ ማህተመን ፌርማን ኣድራሻን ቁፅሪ ስልኪ ክህልዎ ይግባእ
4 አብ ተቅርብዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን
8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ 50,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ጥራሕ ብሽም ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ፕሮጀክት ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎም፤
9 እቲ ጨረታ 21/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኣብ ዝርከብ ላጪ ፅ/ቤት ይክፈት።
10 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኪ 03 41 01 87 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል