ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት በግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ብዓይነታት ዘፈር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት ፡መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መቀያየሪ ኣቅሑ መካይን ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ ኣቅሑ ማሽን ፣ካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 15, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ወረቀት ምሰክር መቅረባይነት ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንዑዑ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይካኣል
2 እቲ ጨረታ ካብ 14/01/2012 ዓ/ም ክሳብ 28/01/2012ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕ
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 29/01/2012 ሰዓት 3፡30 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት
4 እቲ ኮሌጅ ነቲ ጨረታ በምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 01 77 ምሕታት ይከኣል