ኢንተርፕራይዝ ስራሐቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 17, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 17, 2012 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 15, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዓይነት መሽን | Model | መፍለይ | ዝርዝር ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
1 | hunguhal | DD10320 | sample | Steering pump | assy | 01 | ||
2 | hunguhal | DD10320 | sample | Air duct hose | ea | 01 |
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ክይዲ ስራሕን ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 16/01/2012 ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት
3 ተወዳደሪ ሰዓራይ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትዝኣዝ ምስተዉሃቦ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ከቅርቡ አለዎመ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይክእል ተወዳደሪ ካብዚ ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ይስረዝ ኣብ ስነድ ዝቅረበሉ መዓልቲ ዘይተገለፀ ኣብዚ ዝተጠቀሰ መዓልቲ ቅቡል ከምዝገበሮ ይሕስብ
4 እቲ ኢንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ