ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ጥዕና ጣብያ ሰሜን ክ/ከተማ ንፈለግ ዳዕሮ ጥዕና ጣብያ ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 16, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 16, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ መድሓኒት ምህርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲንናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክግብረሉ ይግባእ

2 እቲ ፕሮፎርማ 14/01/2012ዓ/ም ክሳብ 16/01/2012 ዕለት ኣብዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/01/2012 ሰዓት 8፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ላጪ ጥዕና ጣብያ ይከዉን

3 እቲ ፕሮፎርማ ኣድላይ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s