ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ nዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሕርሻ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንናይ ኣይራሽ ፕሮጀክት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 16, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ቲን ናምበርን ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/01/2012ዓ/ም ክሳብ 16/01/2012ዓ/ም ሰዓት4፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/12012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ምድዋል ይከኣል፡፡