ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ን2012 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲን ሃለቅንት ንበረታት መሳርሒ ፅሕፈት : ቅብኣት ዘይትን ተሽከርከርቲ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ጎማን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ማይ፣ ናዉቲ ሕክምና እንስሳት፣ ኤሌክትሪክ፣ መድሓኒት እንስሳት፣ ኣቅሓ ባሕሪ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2012 3:10 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 13, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ናይ 2011ን 2012ን በጀት ዓመት ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርቡ ዝክአሉ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ከትሕዙ እትክእሉ
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ምዉሳድ ይከኣል
5 ዝወዳደሩ ሰነድ መሊኦ ብፖስታ ሽሞምን ኣድራሻኦምን ፌርማን ማህተምን ብምግባር ክሳብ 28/01/2012 ሰዓት 3፡00 ናብ ሳንዱቕ ጨረታ ምእታዉ የከኣል
6 እቲ ጨረታ 28/01/2012 ሰዓት 3፡10 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
7 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 6000 : ቅብኣት ዘይትን ተሽከርከርቲን መሳርሒ ህንፃ ንመለዋወጢ ኣቅሑት ጎማን 4000፣ ኣቅሑት ፅሬት3500 ፣ ኣቅሑት ማይ፣ ናዉቲ ሕክምና እንስሳት፣ ኤሌክትሪክ፣ መድሓኒት እንስሳት፣ ኣቅሓ ባሕሪ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሳይክል 300
8 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ
9 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430565 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል