ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓለዋ ዋርድያ ግልጋሎትን ናይ መካይን ፅገና ጋራጅን ንናይ ዉልቀ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2012 3:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 13, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉሉ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤ ናይ 2011ዓ/ም ቫት ዲክሊሬሽን ዘቅርቡ ናይ ሕድሕድ ዶክሜንት
2 ዝተዳለወ ስፔስፌክሽን ካብ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 12/01/2012 ክሳብ ዕለት 03/02/2012 ሰዓት 3፡00 ኣብዘሎ ግዜ ምዉሳድ የካኣል
3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 10000 ከትሕዙ ዝክእሉ
4 አዚ ጨረታ ዕለት 03/02/2012 ቸዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡15 ይክፈት
5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እየ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344403656ምድዋል ይከኣል፡፡