ናይ እንዳመኾኒ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ መደበኛ በጀት ዓመት ብፐሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና እስፔር ፓርት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2012 5:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መስከረም 12, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ተጫራታይ ሽም ፣ ፌርማ ፣ ማህተም ፣ ኣድራሻ ክትገብሩ ይግባእ
2 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሃደሰ ናይ መኪና እስፔር ፓርት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእል
3 ናይ 2011ዓ/ም መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል
4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 14/01/2012ሰዓት 5፡30 ተዓፅዩ 15/01/2012 ሰዓት 3፡00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 04 19 ምሕታት ይካኣል