ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላየ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መኪና ስፔር ፓርት፣ናይ መኪና ጎማ ፣ መኪና ባትሪ ፣ መኪና መጋያየፂ፣ ሕትመት፣ስራሕቲ ን ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 23, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 10, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ
2 መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ከቕርቡ ዝኽእሉ
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገቡ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ኣብ ዝርዝር መቕረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሓደሰ መታወቅያ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
5 ወርሓዊ ዲክላሬስዮን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011 ከቕርቡ ዝክእሉ
6 ጨረታ ዝወፀሉ ዝቃለሐሉ ዕለት 08/01/2012 ሰዓት 2፡30 ፀረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/01/2012 ሰዓት 8፡00 ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይኸዉን
7 ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይኽእሉ
ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 24 20 ይደዉሉ