ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ንስራሕቲ ሱፐርቢዥን ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ስለዝንቀሳቀስ መጓዓዝያ ትኸዉን 12 ሰብ ትሕዝ ሓንቲ ሚኒባስ መኪና ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 10, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን፣ ናይ መቕረባይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ

2 ካላዉዶ ዝገበረት

3 ኢንሹር ዝኮነት

2 በዚ መሰረት ካብ ዕለት 07/01/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/01/2012 ሰዓት 10፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 09/01/2012 ሰዓት 10፡30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

5 ነቲ ሕትመት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዘቕርብ

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሓለወ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 -44- 40- 01-77 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ