ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን ንቢሪኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኮድ 4 00112 ትግ ሞዴል 105 ናይ መኪና ኣቅሓ ንመግዝኢ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክወዳድር ስለ ዝደለየእቲ ዝርዝር ከም ዝስዕብ ይከዉን

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2012 4:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 7, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/12ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 06/01/2012ዓ/ም ክሳብ 08/01/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/01/2012ዓ/ም 4፡30 ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s