ኣብ ክፈለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ናይ መኪና ስፔር ፓርት አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 10, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 7, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 9/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡30
3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅርን መረዳእታን ከቕቡ ኣሎዎም
4ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን
5 ፕሮፎርማ ዕለት 09/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9፡30 ይክፈት
6ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል