ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ፣ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 30, 2012 6:30 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 6, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣
3 ቫት ዝተመዝገብኩም ናይ 2011 ዓ/ም ናይ ወርሒ ሓምል ቫት ዲክለር ዝገበርኩምን
4 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መግለፂ ስፔሲፊኬሽን መሰረት ዋጋ መሊኦም ከቕርቡ ኣለዎም
5 መቕረብቲ ካብ ዕለት 05/1/2012 ዓ/ም ክሳብ 19/1/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ብር 100.00 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይኽእሉ
6 ተወዳደርቲ መኸበሪ ጨረታ ብር 2000.00 ብሲፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸኽ ቅድሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም
7 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 20/1/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ፣ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል