ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኮምፒተራት ኣቁሑት ግልጋሎት ዝዉዕል ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 7, 2012 8:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መስከረም 5, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከተቕቡ ትክእሉ
2 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርቲፊኬት ከተቕቡ ትክእሉ
3 ናይ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮንኩም ናይ ባት ሰርተፊኬተ ተቅርቡ
4 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-409167/0914-010487 ምሕታት ይከኣል፡፡