ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ኣቁሐት ፈርኒቸር ፣ ናዉቲ ቤት ዕዮ ብግልፂ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 3, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘቅርብ
2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረዱሉ መረዳእታ
3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 05/13/2011ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምኽፋለ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል
4 ጨረታ መኸበሪ ናይ ፈርኒቸር ፅገና 5000.00 ብር ፣ብሲፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ
5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
6. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል