ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 6, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 6, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
no | ዓይነት ማሽን | መፍለይ | ዝርዝር ንብረት | መለክዒ | በዝሒ |
1 | Nissan model CWB450 | 72712-00z00 | Front blass | ea | 06 |
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ/ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን
2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ጊዜ፡ ክሳብ ዕለት 06/13/2011 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ቅድሚ ሰዓት
3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ግብሪ ከፋሊ፣ መፍለይ ቁፅሪ ካሊእን ኣድላይ መረዳእታ ዘቕርብ
4 እቲ ኢንተርፕራይዝ ብክፋል ይኵን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 41 67 27