ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኮብራ መኪና coupling assy flexible /45230-60010/ ናይ ፎርድ መኪና fuse box front clinder and key set Rh door ናይ ኮስታር mkina መኪና ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 300.00
bidding: search status closed
1 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ተወዳዳሪ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን ከቕርብ ዝክእል
2 ኣብ ኮሌጅ ዉሽጢ ናይ ካፍተርያ ሻሂ ብናይ ባዕሎም ማተርያል ሕዞም ዓመታዊ ዉዕሊ ክዋደዳር ስለ ዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድም
ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ተወዳዳሪ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል
3 መኸበሪ ጨረታ ብር 300 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
4 በቲ መቅረቢ ወጋ ቭብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 01/13/2011 ክሳብ ዕለት 04/13/2011ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ዝገብሩ
5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 04/13/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት
ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 87 55