ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኮብራ መኪና coupling assy flexible /45230-60010/ ናይ ፎርድ መኪና fuse box front clinder and key set Rh door ናይ ኮስታር mkina መኪና ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 300.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ተወዳዳሪ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን ከቕርብ ዝክእል

2 ኣብ ኮሌጅ ዉሽጢ ናይ ካፍተርያ ሻሂ ብናይ ባዕሎም ማተርያል ሕዞም ዓመታዊ ዉዕሊ ክዋደዳር ስለ ዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ተወዳዳሪ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

3 መኸበሪ ጨረታ ብር 300 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

4 በቲ መቅረቢ ወጋ ቭብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 01/13/2011 ክሳብ ዕለት 04/13/2011ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ዝገብሩ

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 04/13/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 87 55

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s