ኣጎልግሎት ባንኪ ደም ኣክሱም ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዘዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ምግብን መስተን ፣ ሕተመት ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2012 8:45 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 11, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣
2 ወረቀት ምስክር ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዘወራረዱሉ መረዳእታ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘቅርብ
4 ሰነድ ጨረታ 20.00 ብር ብምክፋል ካብ ኣጎልግሎት ባንኪ ደም ኣክሱም ካብ ዕለት 27/12/2011ዓ/ም ምዉሳድ ትክእሉ
5 ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ባንኪ ደም ኣክሱም 10/01/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ቀ ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዝርከቡ ይምረፅ
6 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
8 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 75 21 79