ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ ጠረዼዛ ፅገና ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሮክቶሬት ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 317 ብምቅራብ ካብ ዕለት 30/12/2011 ክሳብ 04/13/2011 ክዉሰድ ይክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 04/13/2011 ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:00 ድሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንበረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 317 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ቢሮ ነቲ ፕሮፎርማ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 እቲ ፕሮፎረማ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20% ክቅንስ ወይ ክዉስክ ይክእለ እዩ

7 ሰዓራይ እቲ ዝቀርብ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛ ምካኑ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714

ጨረታ መደብ

s