ኮሌጅ ኣርኣያ ዘርሁን መቐለ ንቲዮታ 166 ሞዴል በዝሒ 01 ናይ መኪና ፅገና ናየ ኢድ ዋጋ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ 2011ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
2 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ
3 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
4 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/12/2011ዓ/ም ክሳብ 04/13/2011ዓ/ም ከተቕርቡ ትክእሉ
5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/13/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት
ዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 41 94 98