ኤጄንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራት ዕደጋ ልምዓት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 1, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 01/13/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 01/13/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት

2 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፊኬትን ናይ መቅራባይነትን መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ክተቕርቡ ይግባእ

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 29 65 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s