ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 29, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ነሓሰ 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/11/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/12/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይካኣል
3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/12/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዕደጋ ክፍሊ ይክፈት
4 ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፎርማ ምስተከፈተ ን7ተ መዓልቲ ይከዉን
5 እዚ ፕሮፎርማ ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
6 ፕሮፎርማ ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል